ት ቤት ትምህርቲ ታይ ኧዩ?

ቤት ትምህርቲ ኣ ኤስ ዜት ዙሪክ (ASZ)

እዛ ቤት ትምህርቲ እዝኣ ፕሮጀክት ኣንጻር ዓለታውነትን ዘይፍትሓውነት ኢያ ። ከምኡ ውን መራኸቢ ቦታ ኢያ

ዝትፈላለዩ ዓሌት ሰባት ክላለይሉ ዝኽዕሉ ቦታ ኢያ።

ዛ ቤት ትምህርቲ ናይ መንግስቲ ቤት ትምህርቲ ኣይኮነትን ። ኢዛ ቤት ትምህርቲ ካብ ናይ መንግስቲ ገንዘብን ዝኮነ ዓይነት ሓገዝን ናጻ ኢያ ።ኢዛ ቤት ትምህርቲ እዝኣ ካብ ውልቀ ሰባትን ካብ ማሕበራትን ስሕት ስሕት ኢላ ገንዘብን ናይ ቤት ትምህርቲ

ኣቅሓን ትቅበል።

"ኣቶኖሚ" ማለት ነብሳ ዝኸኣለት ንገዛ ርእሳ በዕላ እትማሓድር ቤት ትምህርቲ ኢያ ። እዛ ቤት ትምህርቲ ቡኹሎም ትማሃሮን መምሃራንን ሓቢሮም ብምስራሕ ኢያ ትካየድ ። ኩሎም መምሃራን ተማሃሮ ኸኣ ኢዬም ። ኩሎም ተማሃሮ መምሃራን ኸኣ ኢዬም። ኣብዚ ሓላፊ ዝበሃል ስብ የለን ፣ ኩሉ ብነጻ ኢዩ ዝገልግል ።

ኣብዚ ሓላፊ ዝበሃል ስብ የለን ፣ ኩሉ ብነጻ ኢዩ ዝኣገልግል ። ግና ኣብ ቤት ትምህርቲ ሃደ ሃደ ስራህ ኽትትል ዝገብር ሃደ ኣመሃባሪ ሰራህተኛ ኣሎ።

ኣብ ቤት ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ናይ ስራህ ጉጅሌታት ኣለው። ንሶም ስርሆም ብለይ ትጽእኖ ያካሂዱ ግና ውሳኔ ዝደልዩ

ዓበይት ጉዳያት ብወርሂ ሃደሻእ ብዝግበር ኣኬባ ይውሰን።

ኣብ ኣኸናታትና ፣ ኣብ ንፉጽሞ ስራሓት ወይ ድማ ብሓሳባትኩም ምሳና ሓቢርኩም ክትሳተፉ ከምዝከኣል ብትሕተና

ንሕብር።

ኣድራሻና

Sihlquai 125, 8005 Zürich

info@bildung-fuer-alle.ch

ናይ ትምህርቲ ጊዜ